ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጅዳ ምስ ኣባላቱ ዕውት ኣኼባ ከም ዘካየደ ሓቢሩ።
22 maj, 2013 | ልዋም ንባብ!22/05/2013
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጅዳ ምስ ኣባላቱ ዕውት ኣኼባ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። ዝሐለፈ ሰሙን ምስ ኣባላቱ ዕውት ኣኼባ ዘካየደ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ጅዳ ኣብ ህሉው ኩነታት ህዝብን ሃገርን ኣተኲሩ ሰፊሕ ምይይጣት ኣካይዱ። … Read More
ኤርትራ ጋዜጠኛታት ብዘይሕጋዊ መስርሕ ንዓመታት እትቅይድን ሓሳብካ ብናጽነት ትገልጸሉ መሰል ብግሁድ እትዕፍንን ኣብነታዊት ሃገር ምዃና ተገሊጹ።
22 maj, 2013 | ልዋም ንባብ!22/05/2013
ኤርትራ ጋዜጠኛታት ብዘይሕጋዊ መስርሕ ንዓመታት እትቅይድን ሓሳብካ ብናጽነት ትገልጸሉ መሰል ብግሁድ እትዕፍንን ኣብነታዊት ሃገር ምዃና ተገሊጹ። ኤርትራ ጋዜጠኛታታ ብዘይሕጋዊ መስርሕ ክእሰሩ ንነዊሕ ዓመታት ብዘይ ክስን ፍርድን ክቕየዱ ከምኡ’ውን ሓሳቦም ብናጻ ከይገልጹ ዝዓፈነት ኣብነታዊት ሃገር’ያ ክብል ንመሰል ጋዜጠኛታት … Read More
ጅራፍዮሪ መንደፈራ ኣሰር ”ታሕሪር ሱኼር” ምስሪ ተኸቲላ።
22 maj, 2013 | ልዋም ንባብ!17-5-2013
ጅራፍዮሪ መንደፈራ ኣሰር ”ታሕሪር ሱኼር” ምስሪ ተኸቲላ። ብምክንያት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዕለት 21 ጥሪ 2013 ዘጋጠመ ስርሒት ፎርቶ ናብ ዝዓበየ ሻቅሎት ተሸሚሙ ዝርከብ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዋላ እዃ ነቲ ስርሒት ኣንፈቱ ንምቅያርን ህዝብና ንምድንጋርን”ብስርዓት ወያነን ብእስላማዊ … Read More
ተለኣኣኺ ኢሰያስ ፍሽለትን ሽግራትን ህግደፍ ተኣሚኑ
22 maj, 2013 | ልዋም ንባብ!ተለኣኣኺ ኢሰያስ ፍሽለትን ሽግራትን ህግደፍ ተኣሚኑ ሃገራዊ ናጽነት ምስ ህላወ ህዝብን መሰሉን ዝተተሓሓዘ ኢዩ። ብናጽነት ሃገሩ ዘይሕጎስን ዘይኮርዕን ሰብ እውን የለን። ናጽነት ልዕሊ ኩሉ ኢያ። ናጽነት ክብሪ ደቂ-ሃገር ኢያ። ናጽነት ሃገር ምስ ተረጋገጸ ግን እቶም ናጽነት ሃገር ኣምጺእና በሃልቲ ኣብ … Read More



