ዋዕላ ብሄራት ኤርትራ ብብሄራዊ መልክዕ ውዳቤና ዋሕስ መሰላትናን ህላዌናን እዩ ብምባል ብሙሉእ ድምጺ ናይቲ ዋዕላ ከም ዘጽደቕዎ ብዕለት 28 ክሳብ 30 ሰነ 2010 ከም ዝተጋብእዎ ተሓቢሩ።
ኣይንፋላለ መርበብ ንሰላም.ኮም ናብ ምሉእ ዓወት ንኽትሳጋገሩ የውሃናኣ እንዳገለጸትን ሓንቲ ሕቶ ነጥቢ ኣብቲ ዋዕላ ንግዚኡ ኣጽኒሕኻ ናብ ዓወት ክሳብ ንጓናጸፍን፡ ቀዳምነት ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ስለ ዝኾነ ንለውጢ ንምምጻእን፡ መርኣያ ጥርናፌ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑን ኣፋፉነቱ እንቋዕ ሓጎሰኩምን ሓጎሰናን።




