ካብ ወጻኢ ሃገር ዝመጹ ኤርትራውያን በጻሕቲ ኣብ ኤርትራ። ብ22 ሓምለ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከቡ ሰራዊት ኤርትራ ክበጽሕዎም መጺኦም ነይሮም...
እቶም ካብ ሆላን ሃገር ከም ዝመጹ ኤርትራውያን ነቲ ዕድመ ንእስነቱ ኣብ በረኻታት ከባኽን ዝተፈርደ ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ከባቢኡን ብጉዱድ ዕስክርና ንነዊሕ ዓመታት ተታሒዙ ዘሎ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንእግረመንገዶም ክበጽሑ ዝመጹ ደኣምበር፡ መንእሰይ ኤርትራ ከመይ ዓይነት ሂወት የሕልፍ ከም ዘሎ ምስቲ ንሳቶም መሰሎም ተሓሊውሎም ዝነብርሉ ሃገር ብምዝማድ፡ ምእንቲ ህፍትሕን ሓቅን ደው ክብሉ ዝመጹ ከምዘይኮኑ ብሩህ እዩ ነይሩ…
ምንጪ ፈነወ ሬድዮ ኤረና




